VOA Tigrigna
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ መዓልታዊ ን30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ብኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ ድማ ካብ ሰዓት 4 ምሸት ክሳብ 4:30 ይመሓላለፍ።
ፈነወ ትግርኛ ብናይ መዓልታዊ ዓበይቲ ዜናታት ይጅምር ። ንእዋናዊ ዓለምለኻዊን ዞባዊን ጉዳያት ዝድህስስ መደባት የቕርብ።
ሰሙናዊ መደባት ድምጺ ኣመሪካ ክፍሊ ቋንቋ ትግርኛ መደብ ሕርሻ:ሳይንስን ቴክኖሎጂን:ኤርትራዊያን ኣብ ኣመሪካ: ህዝቢ ምስ ህዝቢ: መደብ ጥዕናን መንእሰያትን ከምኡ'ውን መደብ ቂሔ ጽልሚ የጠቓልል።
ብተወሳኺ ኣብ እዋናዊ ዞባዊን ዓለምለኸ ጉዳያት ዝጠመተ ቃለ መሕትታትን መደባትን የተአናግድ።
08/02/2025
🍀☘ መርጌታ ደረጀ ☘🍀 የባህል መድህኒት ቀማሚ 🍀☘ እና ጥበብ ይፈልጋሉ:O9 10 36 84 21
የምንሰጣቸው የጥበብ አገልግሎቶች ከዚህ በታች ተዘርዝረዋል☘🍀🌿🌱🍀☘🌿🌱🍀☘
1🍀☘ለሎተሪ
2🍀☘ለመፍትሔ ሀብት
3🍀☘ለገብያ ( ለማንያውም ስራ ) 4☘🍀ቡዳ ለበላው
5🍀☘ለቁራኛ
6☘🌿 የዛር ውላጅ ለተዋረሰው
7🍀☘ነገረ ሚስጥራት(ሚስጥር የሚነግር)
8🍀☘ነገረ ራዕይ(ራዕይ የሚያሳይ)
9🍀☘ ለዓቃቤ ርዕስ
10 🍀☘ለመክስት
11🍀☘ ለቀለም(ለትምህርት)
12🍀☘ ሰላቢ የማያስጠጋ
13🍀☘ ለህማም
14🍀🍀ለመስተፋቅር
15🍀☘ለሁሉ ሠናይ
16🍀☘ ጋኔን ለያዘው ሰው
17🍀☘ ለአምፅኦ ብእሲት(ፍቅረኛ ላጣ ወይም ላጣች የሚሰራ)
18🍀☘ ለመድፍነ ፀር
19🍀☘ ሌባ የማያስነካ
20🍀☘ ለበረከት
21🍀☘ ለከብት መስተሐድር(ከብት እንደረይጠፋ)
22🍀☘አፍዝዝ አደንግዝ
23🍀☘ ለጠላት (ጠላት እንዳይጎዳ የሚያደርግ)
24🍀☘ለግርማ ሞገስ
25🍀☘ መርበቡተ ሰለሞን
26🍀☘ ለዓይነ ጥላ
27🍀☘ ምስሐበ ንዋይ ወምስሐበ ሰብእ
28🍀☘ ለሁሉ መስተፋቅር
29🍀☘ ጸሎተ ዕለታት
30🍀☘ለታሰረ ሰው እነዲፈታ የሚያደርግ
31🍀☘ ለእጅ ስራ (እንዲቀናህ)
32🍀☘ ለትዳር የሚሆን የኮከብ ቆጠራ
33🍀☘ ለድምፅ
34🍀☘ ለብልት
አገልግሎት(ምናልባት ያለ ኮከባቸው
የተጋቡ ካሉ🍀☘🌿🌱🍀☘🌿🌱
አስማምቶ የሚያኖር መድሀኒት አለን።
🍀☘🌿🌱🍀☘☘🌱🌱🌱🍀☘🌿
ከምሰጣቸው በትንሹ ይህን ይመስላል
✍✍✍✍✍✍
O9 10 36 84 21
✍✍✍✍✍✍
09 10 36 84 21
ብምኽንያት ዓለምለኸ ማዕልቲ ደቀኣንስትዮ ንኽልተ ኣብዚ መዳይ ብንጡፍ ዝዋስኣ ዓዲምና ኣሎና። ኣጋዪሽና ኣብ ጉዳያት ሰብኣዊ መሰላት እትነጥፍን ኣብ ምርምርን መፅናዕትን ዝተዋፈረት ሜሮን እስጢፋኖስን መስራቲትን ዳይረክተርን ማእከል ምብቃዕ ደቀንስትዮ (Rise and Shine) ሰላማዊት ግደይን'የን። ንምክትታል መላግቦ ሰዓቡ፤
ሓረስቶት ካብ መሬቶም ብዙሕ ፍረ ንኽሓፍሱ ዝሕግዝ ስነ-ህይወታዊ ተፈጥሮ ተጠቂሙ ኣብ ርሕቀት ብዘሎ መሳርሒ ዝሕግዝ ምህዞ ተመሃሮ ዩኒቨርስቲ ኖርዝወስተርን ኣማዕቢሎም ኣለዉ። እዚ መሳርሒ’ዚ ሓረስቶት መሬትም ክፈልጡን ብኡ መጠን ከኣ ንምልማዕ መሬቶም ዘድልዮም ጥረ-ነገራት ንምፍላጥ ዝሕግዞም’ዩ።
03/14/2025
➡ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑትን ንኲናት ዩክሬን ንምዕራፍ ብኣመሪካ ዝቐረበ እማመ ምቁራጽ ተኹሲ ደጊፍዎ። እንተኾነ ዝርዝራት ክስርሓሉ ከም ዘለዎን ዝኾነ ውዕል ምቁራጽ ተኹሲ ናብ ነባሪ ሰላም ዘምርሕ ክኸውን ከም ዘለዎን ኣስሚርሉ`ሎ።
እቲ ቀሪቡ ዘሎ ስምምዕ ን30 መዓልታት ምቁራጽ ተኹሲ ክግበር ዝጽውዕ`ዩ።
ፕረ.ፑትን ብኣመሪካ ዝቐረበ እማመ ምቁራጽ ተኹሲ ደጊፍዎ ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑትን ንኲናት ዩክሬን ንምዕራፍ ብኣመሪካ ዝቐረበ እማመ ምቁራጽ ተኹሲ ደጊፍዎ። እንተኾነ ዝርዝራት ክስርሓሉ ከም ዘለዎን ዝኾነ ውዕል ምቁራጽ ተኹሲ ናብ ነባ....
▶ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
ጾመ ሮሞዳን ኣብቲ ዝወዓየ ኣዋርሕ ከም ሰነን ሓምለን ኣብ ዝውዕለሉ፡ ብሰንኪ እቲ ከቢድ ዋዒ፡ ኣብ ወደባዊት ከተማ ምጽዋዕ ፍርቂ መዓልቲ ስዕረት ዝእወጀሉ ግዜ ምንባሩ ነበርቲ ይጠቕሱ። ሎሚ ዓመት ብተዛማዲ ኣብ ዝሑል ወቕቲ ይካየድ ምህላው ተዛማዲ ብልጫ ከም ዘለዎ ነበርቲ ወሲኾም ይዛረቡ።
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Telephone
Website
Address
330 Independence Ave. SW
Washington D.C., DC
20237