Meron Sium
05/28/2024
ዋዕላ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብቀጥታ ፈነወ Join this channel to get access to perks:https://www.youtube.com/channel/UC9iEm1QI6TvNgde33fdJBSA/joinWell Come To Berakhe Show YouTube Channel Like Share S...
07/29/2023
ዕላል፡ ኣብ በረኻታትን ጫካታትን ብምዛር ኣካላውን ኣእምሮኣውን ጥዕናኡ እናሓለወ ህይወት ምስ ዘስተማቕር ዘሎ ክብሮም ከበዶም።
https://www.sbs.com.au/language/tigrinya/ti/podcast-episode/interview-with-kibrom-kebedom-exploring-life-outside-cities/xukn1i88p
02/02/2023
እናሳዕስዑ ብቪድዮ ዝተርኣዩ መጻምድቲ ናይ 10 ዓመት ማእሰርቲ ተፈሪዶም
***********
ኣብ 20ታት ዕድመ ዝርከቡ መጻምድቲ ኣብ ጎደና ክስዕስዑ ዘርኢ ቪድዮ ድሕሪ ምልጣፎም ብድምር ናይ 10 ዓመት ማእሰርቲ ተፈሪድዎም።
ሓደ ምንጪ ንቢቢሲ ከም ዘረጋገጾ እዞም መጻምድቲ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝኣተዉ ነቲ ቪድዮ ኣብ ናይ ኢንስታግራም ገጾም ድሕሪ ምልጣፎም ኮይኑ ብድምር ኣስታት ክልተ ሚልዮን ሰዓብቲ ኣለውዎም።
https://bbc.in/3Js6Mfn
Click here to claim your Sponsored Listing.
Website
Address
Seattle, WA