Heyab Car Rental Services

Heyab Car Rental Services

Share

We are an executive services company that has been in business since 2014. Our experience in wedding car hires and our happy clients can be a witness to this. We know special events need special attention that's why we handle our clients with an extra touch. Choosing HEYAB company, you are assured of a quality service delivery. What we do
We offer a variety of services and among them are;

Bridal

09/02/2026

መካይን ንመርዓ ሕጸ ቅድመ መርዓ ጥምቀት ምዝዋር ናብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ካምፓላ ምስ ትደልዩ
ብርትዓውን ብሉጽን ኣቀራርባ ዝበለጻን ጽፉፋትን ምቹኣትን
🎉ውራያትኩም ንምድማቅ🎉
🎊ኣጋጣሚታትኩም ንምጽባቅ🎊
ናብ ህያብ መካረይ መካይን ምድዋል ዘይምሕማቅ
እንሆ ንዓኹም ንምሕጓሳ ንመርዓ ሕጸ ንጥምቅት ዕለተ ልደት ንዝተፈላለዩ ኣጋጣሚታት ኣየርፖርት ኣጋይሽ ምቅባል ምምላስን ዝበለጻን ዝመችኣን መካይን ኣዳሊና መርሓባ ንብለኩም ካባኹም እንደልዮ ደዊልካ ምእዛዝ ዩ! ብዘይካ ዚ ኣብዚ ውሽጢ ዚ ወርሒ ንእትእዝዙ ናይ 10 ሚእታዊት ምጉዳል ዋጋ ጌርና ከምዘለና ነበስር ንዝያዳ ብቁጽሪ ዋሳብ 0708 082746 ወይ ድማ 0708082746/0789323498 ደዊልኩም ኣዝዙና!
Heyab Bridal Car Kampala

23/01/2026

ውዕሎ ሓሙስ 22/1/2026 Thursday Vibes
☘️ሓማውቲ🍀
ሰናይ ምንዮት ካብ ህያብ መካረይ መካይን ካምፓላ
መባልይቲ ይግበርኩም ኪዳን ኣብርሃም ሳራን ዝባረኸ ጎይታ ኪዳንኩም ይባርኽ!
ነቶም ክትምርዓውን ክተመርዕዉን እትደልዩ ንዝጸፈፋ መካይን ንምርካብ ህያብ መካረይ መካይን ምረጹ!
ንዝያዳ ብዋሳብ 0708 082746 ወይ ድማ ብመስመር ብምድዋል ርኸቡና!
Heyab Bridal Car Kampala

20/01/2026

ውዕሎ ሶኒ 19/1/2026 Monday Vibes
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም!
በዛ ሎሚ ዕለት መርዓኹም ዝጸምበልኩም መርዓውቲ!

🤵 ዮውሃንስ(ካችቫኒ) ምስ 👰 ቅሳነት

ሰናይ ምንዮት ካብ ህያብ መካረይ መካይን ካምፓላ
መባልይቲ ይግበርኩም ኪዳን ኣብርሃም ሳራን ዝባረኸ ጎይታ ኪዳንኩም ይባርኽ!
ነቶም ክትምርዓውን ክተመርዕዉን እትደልዩ ንዝጸፈፋ መካይን ንምርካብ ህያብ መካረይ መካይን ምረጹ!
ንዝያዳ ብዋሳብ 0708 082746 ወይ ድማ ብመስመር ብምድዋል ርኸቡና!
Heyab Bridal Car Kampala

Want your business to be the top-listed Autos & Automotive Service in Kampala?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Category

Telephone

Website

Address


Kampala