G6 Technology Group

G6 Technology Group

Share

Photos from G6 Technology Group's post 17/09/2023

📌ናይ መኪነኦም ሞተር ምንኻስ ችግር እንታይ ይመስሎም ???

ናይ ሞተር ካብ መጠን ንላዕሊ ምሟቕ ችግር ምስ መዝሓሊ ዝተተሓሐዘ ችግር እንትኸዉን ዋላ ቡዝሕ መኽንያት ይሃልዎ ናይ ኩላንት ችግር ዓብይ ድርሻ ይወስድ ፡፡

ኣበ ራድያተር ውሽጢ ብኩላንት ምትክእ ጽሩይ ማይ ምዉሳኽ፡፡ ጥራሕ ማይ ምጥቓም ልሞተር ምሟቕ መኽንያት እዩ ፡፡ ማይ ቶሎ ናይ ሙሟቕ (boiling point) ልዑል እንትኾን ኩላንት ግን ትሑት እዩ፡፡ ኣብ ኽረምቲ ማይ ናብ በረዶ ናይ ምቕያር ዓቕሙ ( freezing point) ልዑል እንትኾን ኩላንት ግን ትሑት አዩ፡፡ ኣብ ኽረምቲ ኣብ ክንዲ ኩላንት ማይ ምጥቓም ሞተርና ክስንጠቕ ከምኡዉን ራድያተርና ክዝዕግ ምኽንያት ይኸዉን፡፡

ናይ መዝሓሊ ክፍሊ ኩላንት በቢ 48000 ኪሜ ምቕያር ልሞተር ኣዝዩ ጠቓሚ እዩ፡፡

ኩላንት ማለት ማይ ከይኾነ ናይ ኣንቲ ፍሪዘር፣ ናይ ማይን ዝዕገትን መከላኸሊ ዉህድ እዩ፥፥

መተሓሳሰቢ፡ ልድንገተኛ ወይም ኩላንት እስካብ ነግኒ ተዘይኮይኑ ማይ ናብ ራድያተር እንተይ ንውስክ ይምከር እዩ፡፡

-6 Technology
=====================
✔️ ቴሌግራም ቻናልና ጆይን ብምግባር በተሰብ ይኩኑ
https://t.me/+f6_jS-m9baA0MWU0
✔️ፌስቡክ
https://www.facebook.com/profile.php?id=100092981991942&mibextid=8ub1ZrXe9gtbsnOI
ንዝበለፀ ሓበርታ ይደውሉ
☎️ 0914544755
☎️ 0940261207
☎️ 0935709920

ኣድራሻና:-) መቐለ FM 104.4 ጥቕ ዝርከብ ህንፃ ኣብ ቓደማይ ደብሪ ንርከብ

Want your public figure to be the top-listed Public Figure in Mekelle?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Category

Website

Address


Mekelle