Good Morning Tigray
31/03/2026
ኣስታት ሓደ ሽሕ ኤሌክትሪክ ባጃጅ ካብ ፅባሕ 23 መጋቢት 2018 ዓ.ም. ጀሚረን ናብ ከተማ ኣትየን ግልጋሎት ከምዝህባ ተገሊፁ።
ሓላፊት ቤት ፅሕፈት መንገድን መጓዓዝያን ከተማ መቐለ ወይዘሮ ሓያት ከድር ከምዝገለፀኦ እተን ተሽከርከርቲ ካብ ፅባሕ ጀሚረን ናብ ከተማ ኣትየን ክሰርሓ እየን ኢለን።
ኣብ ዙርያ እዚ ምስ ሰብ ንብረት ሓበራዊ ምርድዳእ ከም ዝተገበረ ሓቢረን።
እዚ እውን እኹል ስለዘይኮነ ዓበይቲ ኣውቶቡሳት ምስ ዘለዎም ውልቀ ትካላት ካብን ናብን ከተማ ኣትየን ግልጋሎት መጓዓዝያ ህዝቢ ክጅምሩ ንዘራረብ ኣለና ኢለን።
ከምቲ እትደልዮ ክትከውን፣ ከምቲ ዘይለመድካዮ ክትጽዕር ኣለካ።
01/01/2026
ናይዚ ዕለት ሕቶ?
ደደቢት ሚድያ መቐለ ቅርንጫፍ ተሰሪቑ ብምሕዳሩ እንታይ ተሰሚዑካ ህዝቢ ትግራይ?
ሓሳብካ ግለፅ ነቲ ወናኒ ሚድያውን ትምህርቲ ተኾኖ
26/03/2023
Telegram Channel - t.me/morningtigray
እዞም ኣብዚ ምስሊ ትርኢዎም ዘለኹም ኣባላት ኣብ ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ዝርከቡ ኾይኖም ክናገሩ ኣይኽእሉን እና ቤተሰቦም ንክረኽብዎም #ሼር ብምግባር ተሓባበሩና !
ፎቶ
28/02/2023
ፈለሰ እምዘይበሊ ኀበ ዘኢይበሊ
ሊቀ ጳጳስ ብፁዕ አቡነ ዮሐንስ ዳግማዊ ናይ ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ መንፈሳዊ ኮሌጅን ናይ መቐለ ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ካቴድራል ላዕለዋይ ሓላዊ ካብዚ ድኻምን መከራን ዘለዎ ዓለም ናብቲ ናይ ዘለኣለም ዕረፍቲ ዘለዎ ተሸጋጊሮም።
በረከቶም ይብፀሐና ◾️
20/02/2023
ሓደሽቲ ሰራሕተኛ ይደሊ ኣሎ። ኣብ ትግራይ ዘለኹም ንክተመልክቱ ወይ ይምልከቶ እዩ ንእትብልዎ ሰብ ንምብፃሕ እዛ ትስዕብ 👇 መላግብ/Link ተወከሱ።
https://unhcr.wd3.myworkdayjobs.com/External?locationCountry=db69c460446c11de98360015c5e6daf6
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Website
Address
Alula Street
Mekelle