Fnot Agro Processing Coop
ኣብ 2040 ዓ/ም 8+ ዓበይቲ መትረፍቲ ትካላት ዝወነነትን ኣባል ዓለም ለኸ ሕ/ስ/ማ (ICA) ዝኾነትን ብስራሕቲ ሕ/ስ/ማ ኣብ ዓለም ብሉፃት ካብ ዘኾና 10ተ ሓንቲ ኾይና ምርኣይ፡፡
19/02/2026
ንዓሰርተ ሽሕ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ክፈጥር ትፅቢት ዝተገበረሉ ተኽሊ ዒቃ ብብርኪ ቁሸት ንምልማዕ ዘኽእል ሰለስቲኣዊ ሰነድ ስምምዕ ተፈሪሙ።
Tigray Bureau of Agriculture and Natural Resource
Mesfin Metals and Engineering PLC - Effort
Tigrai Television
ንዓሰርተ ሽሕ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ክፈጥር ትፅቢት ዝተገበረሉ ተኽሊ ዒቃ ብብርኪ ቁሸት ንምልማዕ ዘኽእል ሰለስቲኣዊ ሰነድ ስምምዕ ተፈሪሙ።
ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ፣ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ኢንዱስትሪታት ፍኖትን መስፍን ሓፂነ መፂን ኢንጂነሪንግን ኣብ ምልማዕ ተኽሊ ዒቃ (ሽሕቖ) ሓቢሮም ዝሰርሑሉ ስምምዕ ሰነድ ተፈራሪሞም።
አዚ ተኽሊ ዒቃ ብብርኪ ቁሸት ንምልማዕ ዝዓለመ ስምምዕ፥ ንኣሽሓት መናእሰይ ዕድል ስራሕ ዝፈጥርን ካብ ድኽነት ዘናግፍን ምዃኑ ዳይረክተር ዳይረክቶሬት ልምዓት መፋስስ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ኣይተ ተስፋለም ገብረ ገሊፆም።
ኣካቢ ቦርድ ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ፍኖት ኣይተ መኮነን ፀጋይ ብወገኖም ኣብ ከይዲ ንኩለን ወረዳታት ትግራይ ክሓቁፍ ተሓሲቡ ዝተጀመረ እዚ ፕሮጀክት፥ ዛጊድ ኣብ 12 ወረዳታት ተግባራዊ ምዃን ምጅማሩ ኣፍሊጦም።
ተወካሊ መስፍን ሓፂን መፂን ኢንጂነሪንግ ኣይተ ተስፋለም ክንደያ፥
ትካሎም ምህርቲ ዒቃ ናብ እታወትነት ንዝቕየርሉ ከይዲ (Processing) ዝሕግዙ ማሽናት ዲዛይን ኣብ ምውፃእን ምፍራይን ተሳታፊ ከምዝኸውንን ኣብዚ እዋን ተግባራዊ ስራሕቲ ምጅማሩን ተዛሪቦም።
ንዓሰርተ ሽሕ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ክፈጥር ትፅቢት ዝተገበረሉ ''ፕሮግራም ለውጢ ኣብ ቁሸት''፥ ኣብ ከይዲ ካብ ዒቃ ብተወሳኺ ከም ተኽሊ ዕረ ዝበሉ ተወሰኽቲ ተኽልታት ክፅንብር ከምዝስራሕ ተገሊፁ።
ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኢንዱስትሪታት ፍኖት ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ተጋሩ ሓቢርኩምዋ ክትሰርሑ ካብ ዘለዋ ባህጊ ናይ መስራታይነት እዋና
ንዘይተወሰነ እዋን ስለዘናወሐት ናብ ፍኖት ዓሲልኩም መስራታይ ኣባል ብምዃን ድልዱል ኩለመደያዊ ለውጢ ብምምፃእ ንዓርስኹም፣ ህዝብኹምን ዓድኹምን እትረብሑሉ መኣዲ ፍኖት ተረከቡኒ ትብል አላ፡፡
https://www.youtube.com/watch?v=en7p-8yWBpY
ንዝበለፀ ሓበሬታ
Mobile: +251924555533
Website: http://www.fnotcoop.com
Telegram: https://t.me/fnotcoop
WhatsApp: https://chat.whatsapp.com/KCMpYTbZSzI9c8q9qpY9wz
TikTok: https://www.tiktok.com/
YouTube: https://www.youtube.com/
Facebook: https://www.facebook.com/fnotcoop
LinkedIn: https://www.linkedin.com/company/fnotcoop
ዜና ፕሮጀክት ተኽሊ ዒቃ ብቴሌቪዥን ትግራይ
https://www.youtube.com/watch?v=1Fs7fGUwS00
***
ማሕበር ሕብረት ስራሕ ኢንዱስትርታት ፍኖት ምስ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ብምትሕብባር ሃፍቲ ዒቃ ናብ ረብሓ ንምውዓል ምድላዋት ትገብር ኣላ። እዚ ዝተገለፀ ንሓረስቶትን ክኢላታት ሕርሻን ሓሙሽተ ወረዳታት ዞባ ምብራቅ ትግራይ ኣብ ፕሮጀክት ልምዓት ተኽሊ ዒቃ ኣድሂቡ ስልጠና እንትህብ እዩ።
***
የቐንየልና ቴሌቪዥን ትግራይ
ንዝበለፀ ሓበሬታ
Mobile: +251924555533
Website: http://www.fnotcoop.com
Telegram: https://t.me/fnotcoop
WhatsApp: https://chat.whatsapp.com/KCMpYTbZSzI9c8q9qpY9wz
TikTok: https://www.tiktok.com/
YouTube: https://www.youtube.com/
Facebook: https://www.facebook.com/fnotcoop
LinkedIn: https://www.linkedin.com/company/fnotcoop
LinkedIn: https://www.linkedin.com/company/fnotcoop
19/08/2025
ፍኖት ሕዋስ ኣክስዮን ማሕበርን ሕብረት ስራሕ ማሕበርን ዝኮነት ሕብረት ስራሕ ኢንድስትርታት እያ። - ካብ መትከላት ፍኖት ሕብረት ስራሕ ኢንድስትርታት
ፍኖት ሕዋስ ኣክስዮን ማሕበርን ሕብረት ስራሕ ማሕበርን ዝኮነት ሕብረት ስራሕ ኢንድስትርታት እያ። - ካብ መትከላት ፍኖት ሕብረት ስራሕ ኢንድስትርታት ፍኖት ሕብረት ስራሕ ኢንድስትርታት ፍልይቲ ዝገብሩዋ መትከላትን ክብርታትን ኣለውዋ። ካብኣቶም ሓደ ፍኖት ሕዋስ ኣክስዮን ማሕበርን ሕብረት ስራሕ ማሕበርን ዝኮነት ሕብረት ስራሕ ኢንድ...
21/04/2025
✅ርሑስ በዓል ትንሳኤ
✅ሰናይ ናይ ስራሕ ሰሙን
Mobile: +251924555533
Telegram: https://t.me/fnotcoop
WhatsApp: https://chat.whatsapp.com/KCMpYTbZSzI9c8q9qpY9wz
TikTok: https://www.tiktok.com/
Facebook: https://www.facebook.com/fnotcoop
LinkedIn: https://www.linkedin.com/company/fnotcoop
Website: http://www.fnotcoop.com
09/03/2025
ኩለ መዳይ ሕ/ስ ማሕበር ኢንዱስትሪታት ፍኖት 3ይ ዙር ስልጠና ፕሮጀክት ዒቃ ንወረዳን ጣብያን ሰብ ሞያ ሕርሻ ኣብ ከተማ ሽረ ተሳልጥ ኣላ።
1ይ ዙር ኣብ መቐለ
2ይ ዙር ኣብ ኣክሱም
3ይ ዙር ኣብ ሽረ እንዳ ስላሴ
እዋናዊ ሓበሬታታት ንክበፅሖም ናይ ፍኖት ማሕበራዊ መራኸብታት ቤተሰብ ይኹኑ።
Mobile: +251924555533
Website: http://www.fnotcoop.com/
Facebook: https://www.facebook.com/fnot2015
Telegram: https://t.me/fnotcoop
WhatsApp: https://wa.me/+251924555533 or
WhatsApp: https://chat.whatsapp.com/KCMpYTbZSzI9c8q9qpY9wz
Fnot Cooperative – Cooperative for economic development Buy Shares ABOUT US REQUEST AN ESTIMATE ABOUT US REQUEST AN ESTIMATE ABOUT US ብዛዕባ ፍኖት ሓላፍንቱ ዝተወሰነ ኣግሮ ፕሮሰሲንግ ሕ/ስ/ማ ፍኖት ብሕብረት ሽርኽና ማሕበር ኽስርሑ ብዝተወድቡ ንጋዶ ውልቀ ስባት ዝተጣየ...
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Website
Address
Tigray
Mekelle
Opening Hours
| Monday | 08:00 - 18:00 |
| Tuesday | 08:00 - 18:00 |
| Wednesday | 08:00 - 18:00 |
| Thursday | 08:00 - 18:00 |
| Friday | 08:00 - 18:00 |
| Saturday | 08:00 - 18:00 |