Redae W. Halefom

Redae W. Halefom

Share

10/09/2025

ርሑስ ሓዲስ ዓመት

እዚ ዓመት ሕሉፍ ፀገማትናን ምኽንያቶምን ንሓንሳዕን ንሓዋሩን ተቐንጢጦም ዝድርበይሉ፣ ኣብ ፀገማትና ዘይኮነስ ኣብ መፍተሕታቶም ትኹረት ሂብና እንረባረበሉ፣ ኩሉና ኣብ መፃኢ ባህግና እንዓስለሉ፤ ኩላትና ኣስተዋፅኦ ንገብረላን ንኹላትና ብማዕረ ተገልግልን ዓዲ ንምህናፅ ዝሓሸ መንፀፍ ነንብረሉ ዓመት ንክኾን ካብ ልቢ ይመነይ።

ምሁራት፣ መናእሰይ፣ ሰብ ሃፍቲ፣ ፖለቲከኛታት፣ ዓበይቲ ዓድን መራሕቲ ሃይማኖትን ከምኡ እውን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዓለም ዝርከብ ዲያስፖራን ነቲ ኣንፀላልዩና ዘሎ ከቢድ ፈተና ኣብ ምፍታሕ ዝለዓለ እጃምኩም እትዋፅእሉ ዓመት ንክኾን ተስፋ ይገብር።
ኣብ ሕሉፍናን መዘከርታናን ዘይኮነስ ኣብ መፃኢ ባህግና ንዕሰል!!
ርሑስ ሓዲስ ዓመት!!

Photos from Redae W. Halefom's post 29/08/2025

ህዝቢ ራያ ኣያም በሉ ይብል ኣሎ!

ህዝቢ ብሓይሊ ክተምበርክኽ ምፍታን ግን ዋግኡ ከቢድ ክኸውን እዩ፤ ካብ ምኽባድ ሓሊፉ ድማ ናይ ሓባር ፅባሕ ከይህሉ እውን ዝገብር እዩ።

Teddy Press "መንገዲ ባቢሎን...መሊስና ክንራኸብ ከቢድ ክኸዉን እዩ" Ato Redae Halefom 21/08/2025

ትማሊ ምሸት ምስ #ቴዲፕሬስ

Teddy Press "መንገዲ ባቢሎን...መሊስና ክንራኸብ ከቢድ ክኸዉን እዩ" Ato Redae Halefom ኣቶ ረዳኢ ሓለፎም፡ ግዝያዊ ኣተሓባባሪ ኮሙኒኬሽንን ሚድያን ስምረት፡ ኣብ'ቲ ቀዳማይ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፡ ሓላፊ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ከምእዉን፡ ኣባል ማእከላይ ህወሓ.....

Want your public figure to be the top-listed Public Figure in Mekelle?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Category

Culinary Team

Attire

Website

Address


9009 Weatherly Way, Lorton, VA
Mekelle
22079