Jan Media

Jan Media

Share

26/11/2021

ዜና ዓወት!!!

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ መንጎ ቡርቃን ባቲን ዘለው ጎቦታት ተቆፃፂሩ ናብ ባቲ ኮምቦልቻ እናምርሐ ይርከብ።

ኣብ ክልል ዓፋር፣ ብግንባር ጭፍራ ጨፍቱ፣ ናይ ጭፍራ ዋና ከተማን ከባቢኣን ካብቲ ወራሪ ነፃ ኣውፂኢ ናብ ቅድሚት እናገስገሰ ምዃኑ ተገሊፁ።

ኣዲስ አበባ፡ 17 ሕዳር 2014 ዓ.ም (ኣሚኮ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሙሉእ ፀጥታ ሓይሊ ባዕሎም ብምምራሕ ናይ ህልውና ወፍሪ ናብ ጫፍ ብምብፃሕ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ብዝኣተውዎ ቃል መሰረት ኣብ ግንባር ተረኺቦም ቃሎም ተግባራዊ እናገበሩ እዮም።

በቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ቁርፀኝነት ዝተነቃቅሐ ጀግና ሰራዊትና ብባቲ ካሳጊታ ግንባር እናተገበረ ዝነበረ ውግእ ካሳጊታን ኣቐዲሙ ካብ ኣሸባሪ ህወሓት ነፃ ዘውፅአ እንትኸውን ናብ ቅድሚት ብምግስጋስ ኣብ ዙርያ ከተማ ቡርቃን ባቲን ዘለው ጎቦታት ተቆፃፂሩ ናብ ባቲ ኮምቦልቻ እናመረሸ ይርኸብ።

ብዓፋር ክልል፣ብጭፍራ ግንባር ጨፍቱ፣ ናይ ጭፍራ ከተማን ከባቢኣን ካብቲ ወራሪ ነፃ ኣውፂኡ ናብ ቅድሚት እናገስገሰ ምዃኑ ግልጋሎት መንግስቲ ኮሚኒኬሽን ኣፍሊጡ።

Source - AMC

26/11/2021

"ድሉን ማንም ያምጣው ማንም በዚህ ጭልምልም ባለ ግዜ፣ ቢያንስ የህወሓትን ግስጋሴ ማስቆም ትልቅ ሀገራዊ እፎይታ ያስገኛል፡፡"

(እስክንድር ነጋ፣ የህሊና እስረኛ፣ ቂልንጦ፣ አዲስ አበባ)

Want your business to be the top-listed Media Company in Addis Ababa?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Website

Address


Addis Ababa