VEGAN
22/11/2022
ሬሳ'ስ ንመዳበርያ
----------------
ሰብ'ዶ ሬሳ ይበልዕ
ሬሳ'ዶ አብ ከብዲ ሰብ ይቅበር
መኒኦም'ዩ ዕድለኛ ካብቲ ሬሳን ሰብን
እቲ ሬሳ 'ባ ምበልኩ ካብ ብለቅሶ
ብዓለባ ዝፋንዋ ንዓለም ከይመነዋ
ይሕሾ እምበር ብጸብሒ ደሚዑ
ሃገግ እንዳበለ ክግነዝ ብንጀራ
ክቅበር ብአፍ ሻሕለለ ክወርድ
ናብ ከብዲ ገነት
ከምቲ ከማን ሰብ ዘለዎ ምርጫ
ብዝሰርሖ ቅድሚ ሞቱ ዝፍረድ ንሕልፈት
ዝተበልዐ ሬሳ ውን አብ ነብሲ ዝተርፋ ተሪፉ
ዳግማይ አብ ምድሪ ንክዝራእ ብመዓኮር ይሕራእ
ሬሳ'ኮ ጥቅሚ ለዎ ንዝከናከኖ
ሰብ ግን ነዚ ዘንጊዕዎ
ቀቢሩ ይገድፎ ግዲ ጸኒሕዎ
ንመዳበርያ ከም ዝከውን ምስ ትነግሮ
ይብለካ ሬሳ'ሲ ንመዳበርያ ?
18/09/2022
Sport ist gesund ንጥዕናና ባዕልና
Wollen Sie Ihr Service zum Top-Kunst & Unterhaltung in Embrach machen?
Klicken Sie hier, um Ihren Gesponserten Eintrag zu erhalten.
Klicken Sie hier, um Ihren Gesponserten Eintrag zu erhalten.
Kategorie
Webseite
Adresse
Stastionstrasse
Embrach
8424
Öffnungszeiten
| Montag | 09:00 - 17:00 |
| Dienstag | 09:00 - 17:00 |
| Mittwoch | 09:00 - 17:00 |
| Donnerstag | 09:00 - 17:00 |
| Freitag | 09:00 - 17:00 |
| Samstag | 09:00 - 17:00 |
| Sonntag | 09:00 - 17:00 |