Awet Haile Canadian Immigration Services
07/01/2024
06/07/2023
🔊🔊🔊ንኣባላት: ካብ ካናዳ ወጻኢ ዝነብሩ: ስድርቤት ናይ ካናዳውያንን ቀወምቲ ተቀምጥቲን ዝምልከት ሓድሽ መምርሒ📢📢📢
ሰላም ንኩልኩም ተካታተልትና!
ሚኒስተር ኢሚግሬሽን ካናዳ ኣቶ ስያን ፍሬዘር ናብ ካናዳ ብጥርናፈ ስድራቤት ንዝመጹ ዝምልከት ሓዲሽ መምርሒ ብዕለት 26 ግንቦት 2023 ኣውጺኡ ኣሎ::
በዚ ወጺኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት : ብስድራቤት ጥርናፈ ናብ ካናዳ ዘመልከቱ ጉዳዮም ቅድሚ ምውድኡ ብግዚያዊ ቪዛ ናብ ካናዳ ብምእታእ : ኣብ ውሽጢ ካናዳ ኮይኖም ጉዳዮም ክካታተሉ ይክእሉ::
ብተወሳኪ ንክፋት ስራሕ ፍቃድ ክሓቱውን ብፍሉይ ተፈቂዱ ኣሎ:: ዕላማ ናይዚ መምርሒ ነቲ 'ስድራቤታት ምጥርናፍ' ዝብል ሓደ ካብ ቀንዲ ኣዕኑድ ሕጊ ኢሚግሬሽን ካናዳ ንምድራዕ ኮይኑ : ስድራቤታት ተፋላልየን ንዓመታት ጉዳየን ካብ ምክትታል ከድሕን ኢዩ::
ብተወሳኪ ኣብዚግዜ እዚ ናይ ግዚያዊ መእተዊ ቪዛ ሕቶ ውሳኔ ገደብ ናብ ወርሒ ወሪዱ ምህላው ተሓቢሩ ኣሎ::
ብመሰረት ሕጊ ኢሚግሬሽን : ኣባላት ስድራቤት ዝብሃሉ:
ሀ) ብዓልቤት/ብዓልቲ ቤት
ለ) ውላድ (ትሕቲ 22 ዝዕድምኦም),
ሐ) ናይ ሞግዚት ውላድን ኢዮም::
*ሕጹይ/ሕጽይቲ ኣባለት ስድራቤት ኣይኮኑን::
ትካልና ዓወት ሃይለ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽን ካናዳ ኣብ ናይ ጥርናፈ ስድራቤታትን ብውልቂ ስደተኛታት ምምጻእን ኣቶኪሩ ዝሰርሕ ኢዩ::
ንተወሳኪ ሓበሬታ ወይ ውክልና በዚ ዝስዕብ ተወከሱና::
Email: [email protected]
Tele. (514) 691-3388
. (780) 885-5916
🇪🇷🇪🇷🇪🇷Happy Eritrean Independence Remembrance Day 2023🇪🇷🇪🇷🇪🇷
05/19/2023
ኣብ ሱዳን እትነብሩ ስደተኛታት: ካብ UNHCR ሓገዝ ምስ እትደልዩ በዚ ኣብ ታሕቲ ቁጽርታት ክትረክብዎም ትክእሉ::
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Contact the practice
Telephone
Address
4930 BoUlica Street Jean
Pierrefonds-Roxboro, QC
H8Z1G3
Opening Hours
| Monday | 9am - 5pm |
| Tuesday | 9am - 5pm |
| Wednesday | 9am - 5pm |
| Thursday | 9am - 5pm |
| Friday | 9am - 5pm |