DANI NWESS

DANI NWESS

Share

18/05/2026
17/05/2026

ኣብሂወትካ ካብ 3ተ ነገር ተጠንቀቅ
1. ናይሰብ ደም
2. ናይሰብ ሓቂ
3.ናሰብ ረሃፅ ተጠንቀቅ ። ሓቂ ትብሉ እስኪ🙏🙏🙏

15/05/2026

ትግራይ መረፃ ከምዘይተካይድ
ፕረዚደንት ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ኣፍሊጢ
ካብሐዚ ግዝያዊ ምምሕዳር ዝበሃል የለን ። ሰብኣይ ቀፅል💪💪

14/05/2026

ሐዚ ዝወፀ ዜና
ዶክተር ደብረፅዮን ፕረዚደንት ትግራይ
ደጊም ኣከለ መማረፂ የብልናን ኢሉ💪💪

11/05/2026

ስደት ሕሱም እዩ ።
ግንከዓ እቲ መማረፂ ዘይብሉ ከቢድ መማረፂ እዩ ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ።
ሓቂዶ ጌጋ????

11/05/2026

ኣምባሳደራት ኢ/ጵያን ኤርትራን ንዕርቂ ኣሜሪካ ንዋሽንግተን ፀዊዓ ።

10/05/2026

ቅድስቲ ከተማ ኣኩሱም ንታከተማ ንቅድስነኣ ዘይምጥን ጫት ኣልኮል መስተ ከምትእግድ ተኣጁ ኣሎ🙏🙏

Want your public figure to be the top-listed Public Figure in Mekelle?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Category

Website

Address

Florida
Mekelle