Tigray Independent

Tigray Independent

Share

09/06/2026

እዛ ፅሕፍቲ ብብዙሕ መርአይታት ጌጋ ኮይና እየ ረኺበያ:: እዛ ፅሕፍቲ ሱቅ ኢላ ከም ነፃ ሓሳብ ወይ እውን መርህ ዓርሳ ኪኢላ ጥራሕ እንተይኮነ ምስ ህልው ኩነታት ኣዛሚድካ ምርኣይ ግቡእ እዩ::

1. ሃይማኖታዊ መርአይ: ህይወት ህያብ ፈጣሪ እያ፣ ምሕላዋ ድማ ሃይማኖታዊ ሓላፍነት እዩ:: "ህይወተይ ናይ ፈጣሪ እያ" ዝብል ሓሳብ ትኽክል ዋላ እኳ እንተኾነ ፈጣሪ ግን ንህይወት ክንሕልዋን ክንከናኸናን እዩ ሂቡና። ፈጣሪ ንዝሃበካ ህይወት ክነጥቀካ ንዝመፅእ ወራሪ ብሹም እዛ ህይወት ናተይ ኣይኮነትን ዝብል ምኽንያት እንተጠፊኣ ወይ እውን ናይ ካሊእ ህይወት እንትጠፍእ ሱቅ ኢላ እንተሪኣ ካብ ናይ ምድሪ መከራ ይኹን ካብናይ ሰማይ ሓጥያት ኣይትድሕንን:: ንዙይ ዝድግፉ ብዙሓት መፅሓፈ ቁዳሳዊ ይኹን ቁርኣን ምጥቃስ ይካኣል እዩ::

2: ማሕበራዊ ውዕልን ህላወን: ብኻሊእ መዳዩ ሓደ ውልቀሰብ "ህይወተይ ናተይ ኣይኮነትን" ክብል ከሎ፣ ካብቲ ዝነብረሉ ዘሎ ሕብረተሰብ ተነፂሉ ክርአ ኣይክእልን። ብዘይ ህላወን ድሕነትን እቲ ማሕበረሰብ (ህዝቢ ትግራይ)፣ እቲ ውልቀሰብ እምነቱ ብሰላም ክለማመደሉ ዝኽእል ባይታ ኣይምሃለወን። ህላወ ውልቀሰብ ምስ ህላወ ማሕበረሰብ ዝተኣሳሰረ ብምዃኑ፣ ንማሕበረሰብ ካብ ፅንተት ምክልኻል ማለት ንውልቃዊን ሃይማኖታዊን ናፅነትካ ውን ምክልኻል ማለት እዩ።

3: ብግብረ-ገብነታዊ ግቡእ ( ሰብኣዊ ግቡእ): በዚ መነፅር እንትርአ እውን እታ ኣባህላ ጌጋ እያ:: ሰብኣዊ ግቡእ ዝባሃል ኣብ ቅድሚ ዓመፅን ግፍዕን ስቕ ዘይምባል እዩ።ፀላኢ ንህዝብኻ፣ ንደቅኻን ንደቂ ዓድኻን ክቐትል፣ ክዕምፅን ከጥፍእን ከሎ "ህይወተይ ናይ ፈጣሪ እያ" ኢልካ ኢድካ ምጣማር፣ ንዓመፅ ብተዘዋዋሪ መንገዲ ምትብባዕ ወይ ፍቓደኛ ምዃን (Moral Passivity) እዩ ዝቑፀር።

ስለዚ ነብሰ-ምክልኻል (Self-defense) ፍልስፍናዊ ጥራይ ዘይኮነስ ሃይማኖታውን ተፈጥሮኣውን መሰልን ግቡእን እዩ።

14/04/2026

ጠላም፣
።።።።።።።።።።።
ማዕበል ዓሰሱን ገሰሱን ምፍላይ ጀሚሩ ኣሎ። እቲ በላዒ ክልተ ስጋ እናሃለወ ንይምሰል ግን ምስ ህዝበይ እየ ዘለኹ እናበለ ውሽጢ ውሽጢ ግን ንሰራዊትና ከፍርስ ዝሰርሐ ዝነበረ ሐዚ ጉዱ ምስተፈለጠ በቲ ማዕበል ተፀሪጉ ናብቲ ትክክለኛ ደንቢኡ ኣትዩ ኣሎ።

ሎሚ ኩላ ተነፍያ ተንተርቲራ መን መን ምዃና ብግልፂ ተቃሊዓ ኣላ። ማዕበል ሓያል። ገና ማዕበል ግን ክቅፅል እዩ። እቲ ዝራገፍ እናራገፈ ጉዕዝኡ ንቅድሚት ክቅፅል እዩ።

Photos from Tigray Independent's post 05/04/2026

BZW

ክልቲኦም ሓደ እዮም። ክበልዑን ከምስሉን ዝተፈጠሩ።

19/10/2025

"ንሶም [ወያነ] ብደንጎላ ኮሎኔል ማረኽቲ ኢ፤ ይብሉ፣ ኣነ ድማ ንጌታቸው ብኸብዱ፣ ንፃድቃን ብጁባኡ ማሪኸዮም እየ።"

ኣብይ ኣሕመድ ንቐረባ ኣዕርኽቱ ዝተዛረቦ

Want your business to be the top-listed Media Company in Mekelle?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Website

Address

Mekelle